Tesfay Temnewo المناضل تسفاي تمنيو

مقابلة مع تسفاي تمنيو - الجزء السابعة والثلاثون
www.Hafash.org

Saeed Saleh ተጋዳላይ ስዒድ ሳልሕ

Regarding PFDJ Conspiracies
www.Hafash.org

Ibrahim Ghadem المناضل/ إبراهيم قدم

Bereket Simon برخت سيمون

ضعف المعارضة الارترية ليست مسؤوليتنا
www.Hafash.org

Mesfin Hagos مسفين هاغوس

www.Hafash.org

Dr Tesfatsion Medhanie

www.Hafash.org

Please Donate الرجاء التبرع

Enter Amount:

Who's Online

We have 42 guests online

ደገፍ ጨ/ሆላንድ ንውጽኢት ህጹጽ ኣኼኣ ማ/ባ/መ/ግ/ሃ/ድ

Print

written by: ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ date: 17-5-2014

አብ ዝሓለፈ አዋርሕ አብ ውሽጢ ውድብና ብሰንኪ ዝተረኽበ ቅልውላው፡ ንውድብ ኣብ ምምካን ዓቢ ግደ ተጻውቱ ኢዩ።ካብቲ ዓበይቲ ምልካዊ ኣገባብ ኣሰራርሓ ናይ አ/ወ/ፈ/ ነበር ድማ፡ ናይ ሓባር ቃልስ ምዃኑ እናፈለጥኻ ዘይሕጋዊ አገባብ አካይዳ ምዝውታር።

ብዘይ ሕጊ ብይመስለኒ አባል ፈጻሚት ምድስካል።

ባዶነት ፈጻሚት ምስ ተረኽበ፡ ብዘይሕጊ አባላት ፈጻሚት ምትካእ። ካብ ግርጭት ንምህዳም ብዘይመጽናዕቲ አባላት ፈጻሚት ወይውን ኣባላት ባይቶ ወይውን መሰረታት ዘይፈልጥዎ ምስ መደፈኤ ፖለቲካዊ ስምምዓት ምፍጻምን ከም ኣምር ድማ ምቅባልን።

መሰረታት ድማ ነዚ ሽግራት ንምፍታሕ ሰንሰለታዊ ሞስኖ ተጠቅሙ ዝኣኽሎ ጻዕርታት ኣካይዱ ብሰንኪ ኣ/ወ/ፈ/ ኣሉታዊ መልስታት ኣይተዓወተን።

ተወሳኺ ውን ዝያዳ ንምእላይን ንምፍታሕን ተባህሉ መሪሕነት ባይቶ ይኹን ካልኦት መሓዙት ውድባት ጻዕርታተን ኣካየዳ ተቀባልነት’ውን ኣይረኸባን።

አብ መጨረሽታ ንምእላይ ብአ/ባይቶ ዝተወስደ ህጹጽ ኣኼባ ባይቶ፡ ሕጊ ህንጻ ዝሓዘለ ስለ ዝኮነ ዲሞክራስያዊ ፍታሕ ምኻኑ ብምእማን ፡ነቲ ኣብዚ ህ/ኣኼባ ዝወሰድዎ ውሳነታት ቁኑዕ ብምኳን ንድግፍ።

እዚ ሓድሽ መሪሕነት ውሳነታቱ ኣብ ግብሪ ንኸውዕል ንላቦ።ንሕና ብወገና ከም ቀደምና ዘይሕለል ጻዕርና ንምውፋይ መብጸዓ ነኣቱ።

ዓወት ንደሞክራስያዊ ቃልሲ፡ ውድቀት ንምልካዊ ኣተሓሳስባ።

ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ
ጨ/ሆላንድ

Joomla! Template design and develop by JoomVision.com - http://www.joomvision.com
Copyright © 2000  www.Hafash.org
 All Rights Reserved.
ساحة للرأي والرأي الآخر راسلونا على
Al7iwarAl7ur@hotmail.com
Eritrea@hafash.org
زيارة سعيدة وحفاش إريتريا تسعد دوماً بضيافتكم
جميع الحقوق الطبع والنشر محفوظة
حفاش إريتريا للخدمات الإعلامية