Tesfay Temnewo المناضل تسفاي تمنيو

مقابلة مع تسفاي تمنيو - الجزء السابعة والثلاثون
www.Hafash.org

Saeed Saleh ተጋዳላይ ስዒድ ሳልሕ

Regarding PFDJ Conspiracies
www.Hafash.org

Ibrahim Ghadem المناضل/ إبراهيم قدم

Bereket Simon برخت سيمون

ضعف المعارضة الارترية ليست مسؤوليتنا
www.Hafash.org

Mesfin Hagos مسفين هاغوس

www.Hafash.org

Dr Tesfatsion Medhanie

www.Hafash.org

Please Donate الرجاء التبرع

Enter Amount:

Who's Online

We have 33 guests online

ደገፍ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንሁጹጽ ኣክባ ማእክላይ ባይቶ

Print

written by: ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ date: 18-5-2014

ጨንፈርና ዓባይ ብርጣንያ ኣብ ውድብና ክኽይድ ዝጽንሔ ‘ዘይሕጋዊን ዘይሓላፍነታዊን ኣስራርሓ መሪሕነት’ ባይቶ ተ’ኪቡ ፍታሕ ኽናዲ ብተዳጋጋሚ ለበዋን ነቀፈታን ብስሪዒታዊ ኣገባብ ነማሓላልፍ ነርና ኢና!!

Read more...

 

ደገፍ ጨ/ሆላንድ ንውጽኢት ህጹጽ ኣኼኣ ማ/ባ/መ/ግ/ሃ/ድ

Print

written by: ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ date: 17-5-2014

አብ ዝሓለፈ አዋርሕ አብ ውሽጢ ውድብና ብሰንኪ ዝተረኽበ ቅልውላው፡ ንውድብ ኣብ ምምካን ዓቢ ግደ ተጻውቱ ኢዩ።ካብቲ ዓበይቲ ምልካዊ ኣገባብ ኣሰራርሓ ናይ አ/ወ/ፈ/ ነበር ድማ፡ ናይ ሓባር ቃልስ ምዃኑ እናፈለጥኻ ዘይሕጋዊ አገባብ አካይዳ ምዝውታር።

Read more...

 
 

ደገፍ ጨንፈር ሸወደን ንዉጽኢት ህጹጽ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

Print

written by: ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ date: 16-5-2014

ጨንፈር ሸወደን ብኩሎም አባላቱ ንህጹጽ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ ዕለት 11/05/2014 ክሳብ ዕለት 14/05/2014 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰላሰለ ደገፉ ይገልጽ።

Read more...

 

ደምዳሚ ኣዋጅ ህጹጽ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

Print

written by: ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ date: 14-5-2014

ክቡር ሓፋሽ ተቓላሳይ ህዝብና!!
ሰፊሕ መሰረታት ግሃድኤ!!
መሓዙትና ተቓለስቲ ሃገራዊ ሓይልታት
ፈተውቲ ሃገራት!!

Read more...

 
 

ጋዜጣዊ መግለጺ

Print

written by: ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ date: 13-5-2014

ህዝቢ ኤርትራ ንሃገራዊ ነጽነቱን ሰብኣዊ ክብሩን ዘካየዶ ሓያልን ዉፉይን ቃልሲ ህይወቱን ንብረቱን በጅዩ ድሕሪ 30 ዓመታት ብረታዊ ተጋድሎ ነጻነት ሃገሩ ኣብ ወርሒ ግንቦት 1991 ክዉን ከም ዝኸውን ገይሩ። ኣብቲ ነዊሕ ዓመታት ዝወሰደ ብረታዊ ተጋድሎ

Read more...

 

ናይ ስነ ስርዓት ዝኽሪ ሱውእ መራሒ ኣሕመድ ናስር ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ሎንዶን

Print

ንስዉእ መራሒና ኣሕመድ መሓመድ ናስር ናይ ስነ ስርዓት ዝኽሪ ማዓልቲ ብዕለት 13/04/2014 ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤሪትራ ምስ ኹለን ማሓዙት ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን ብምትሕብባር፡ ነዚ ታሪኻዊ ማዓልቲ ንምክባር ኹሉ ሕብረተስብና፡

Read more...

 
 

ሓባራዊ መግለጺ ዓሰርተ ማሕበራት

Print

written by: ዓሰርተ ማሕበራት 3-4-2014

ዕላማ ጽሑፍና ንውሳኔታት ጉጀለ ፈጻሚት ሽማግለ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ኣብ መጨረሽታ ኣኼብኡ ዝወሰዶ ውሳኔታት ንምቅዋም ጌጋታት ፈጻሚት ሽማግለ ስ.መ.ኤ.ድ.ሃ ንምእራምን ናብ ቅኑዕን ሓቀኛን መንገዲ ንምምላስ

Read more...

 

ዞባዊ ኮንፈረንስ ዞባ ሰሜን ኣሜርካ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ብዓወት ተዛዚሙ

Print

written by: ዞባ ሰሜን ኣመሪካ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) 27 መጋቢት 2014

ካብ 21 ክሳብ 23 መጋቢት ኣብ ከተማ ኣትላንታ ጆርጅያ ሰሜን ኣመሪካ ዝተኻየደ ዞባዊ ኮንፈረንስ ኣሜርካ ኤስደለ ኣብ ህልዊ ሃገራዊ፡ ከባቢያዊ፡ ኩነታት ከምኡ’ውን ህልዊ ውድዕነት ደንበ ተቓውሞ ብሓፈሻ ኣተሃላልዋ ኤሃባደለ ድማ ብፍላይ ብዕምቆት ዘትዩ።

Read more...

 
 

መግለጺ ሓዘን

Print

written by: ፈጻሚ ኣካል ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) 27 መጋቢት 2014

ፈጻሚ ኣካል ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ብስም መላእ መሪሕነቱን መሰረታቱን ብ26 መጋቢት 2014 ብዝጋጠመ ሃንደበታዊ መስዋእቲ ተጋ/ኣሕመድ መሓመድ ናስር ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን የገልጽ።

Read more...

 

ምስጋናን መልስን ን ኣቶ ዘርእማርያም ሃ.ክፍለ

Print

written by: ም. ሓጎስ 1-3-2014
ኣቶ ዘርእማርያም ሃ.ክፍለ ነቲ ብዕለት 23/2/14 ኣብ መርብብ ሓበሬታ እትዘርገሕ ኣብ ቲሕቲ “ ነባራት መርሕነት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ንለውጢ ዝፈታተን፡ ሓበን፡ ክጥሕስዎ እላቦ፤´’ ዝብል ኣርእስቲ፣ ምስጋናን መልስን ከቅርብ ደስ ይብለኒ።

Read more...

 
 

ኣገዳሲ መግለጺ

Print

written by: ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 29-1-2014

ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንህልዊ ኤርትራዊ ኩነታትን ሓፈሻዊ ዝኽስቱ ዘለው ምዕባሌታትን ሳዕበናቶምን ኩነታት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳንን ብዕምቆት ንምዝታይ ካብ 20 ክሳብ 29 ጥሪ 2014 ህጹጽ ኣኼብኡ ኣካይዱ።

Read more...

 

ሕልሚን ሽርሕን ህ.ግ.ደ.ፍ ሕጂ’ውን ክፈሽል ኢዩ!!

Print

written by: ብዓሊ ኢብራሂ ዳብራ 27-12-2013

ሓደ ቖልዓ እንዳ ተጻወተ ንወላዲቱ ብመንጠልጥሊቱ ገይሩ “ሑሕ” በላ፡ ወላዲቱ ድማ “ካብ’ዚ እንተ ንፈርሕ ነይ ምወለድናካን” በለቱ ይበሃል!!!

Read more...

 
 

ኤርትራዊ ነልሰን ማንደላ ንዝኽሪ ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር - ነልሰን ማንደላ (1918-2013)

Print

written by: ቤት ጽሕፈት ዜናን ሓበሬታን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ  7-12-2013

ምእንቲ ሃገራዊ ነጻነት ዝተኻየደ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብመስዋእቲ ብዙሓት ጀጋኑ ኤርትራን ኩሉ መዳያዊ ጻዕርታት ህዝብን ብምርግጋጽ ሃገራዊ ነጻነት ተዛዚሙ‘ዩ። ብዘይካ’ቲ ብመብዛሕትኡ ህዝቢ ኤርትራ ከም ጅግናን ጀማሪ ብረታዊ ቃልስን

Read more...

 

ዕድመ ንህዝባዊ ኣኼባ

Print

written by: ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ጨንፈር ዓዲንግሊዝ 6-12-2013

ብመሰረት ጠለብ ህዝቢ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ጨንፈር ዓዲንግሊዝ ንኽፉት ህዝባዊ ኣኼባ ይጽውዕ፡፡

Read more...

 
 

“እብ እደ ኖስጋ ትወዲያ ጻውር እትካ፡ ወትነብር ቶህታ ወሸለ ጥዕሳ እይተፈር” “ባዕልኻ እትገብሮ ጌጋ ዘወትር ከሳቕየካ ይነብር፡ ዋይ ኣነ ኢልካ ዘይትወጽኦ ጣዕሳ ድማ የኸትል”

Print

written by:  ጌታቸው ቀነነ  3-12-2013

ካብ ሕሉፍ ታሪኽ ዘይምምሃርን እወንታዊ ተሞክሮ ዘይምጥራይን ዓቢ መርገም እዩ። ብፍላይ ድማ ንሓድ - ሕድካ ትሳማምዓሉ ቋንቋ ጠፊኡካ ክትዳናቆር እንከለኻ ናይ መርገም መርገም እዩ።

Read more...

 

ኣሳታፊ ደሞክራስያዊ ስርዓት ምህናጽ ናይ ምርጫ ሕቶ ዘይኮነስ ግድነታዊ’ዩ!!

Print

written by: ቤት ጽሕፈት ዜናን ሓበሬታን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) - 01 ታሕሳስ 2013

ብድሕሪ’ቲ ሰላሳ ዓመታት ዝወሰደ ነዊሕን መሪርን ነጻነታዊ ብረታዊ ተጋድሎ፡ ሃገራዊ ነጻነት ምስ ተጋህደ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብሓርነት ክድበስን መጻኢ ዕድሉ ብሓባራዊ ጻዕርታቱ ክበርህን ጥራሕ’ዩ ነይሩ ትምኒቱ። ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ግን ድሕሪ ሕጂ

Read more...

 
 

ኣቶ ዮውሃንስ ኣስመላሽ ምክትል ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባደለ፣ ኣብ ሎንዶን ዕዉት ኣኼባ ኣካይዱ፣

Print

written by: ሰክረታርያ ጨንፈር ለንደን - 29-11-2013

ብምውህሃድ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ- ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ዕለት 24 ሕዳር 2013 ዝተኻየደ ኣኼባ ብዓወት ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ ብህላወ ምክትል ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባዲለ ኣቶ ዮውሃንስ ኣስመላሽ

Read more...

 

ሰዲህኤ ኣብ ከተማታት ቢርሚንግሃምን በርቶንን ምስ ዝነብሩ ኤርትራውያን ተራኺቡ

Print

written by: ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ - 1 ሕዳር 2013

ኣብ ጕዳያት ፖለቲካን ጕዳያት መንእሰያትን ዝነጥፉ ባእታታት ብዝገበርሎም ዕድመ መሰረት፡ ኣባላት መሪሕነት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ዝዀነ ሓው መስፍን ሓጐስን ሓው ሓምድ ድራርን፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብ ከተማታት

Read more...

 
 

ዜና ሰለስተ ፖሎቲካዊ ውድባት ኤርትራ

Print

written by: ሓባራዊ ኮሚቴ ሰለስቲኡ ፖሎቲካዊ ውድባት ኤርትራ - 15 ጥቅምቲ 2013

ሓባራዊ ኮሚቴ ሰለስቲኡ ፖሎቲካዊ ውድባት ኤርትራ፡-

ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ
ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሳሆ ኤርትራ
ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ

Read more...

 

መግለጺ መሪር ሓዘን ብምኽንያት ምጥሓል መርከብ ኣብ ገማግም ደሴት ላምፕዶሳ

Print

written by: ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን - 5 ጥቅምቲ 2013

ብዕለት 03/10/2013 ኣስታት 500 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት እሞ ከኣ መብዛሕተኦም ኤርትራውያንን ሶማልያውያንን ጽዒና ናብ ሃገረ ኢጣልያ እንዳተጓዕዘት እንከላ ኣብ ጥቓ ገማግም ደሴት ላምፕዶሳ ብዘጋጠማ ናይ ምጥሓል ሓደጋ 155 ብህይወት ክተርፉ እንከለዉ፡

Read more...

 
 

ህግደፋውያን! መገዲ ተሓድሶዶ ፖሊሲ ዕንኪሊል

Print

written by: ዶ/ር: ክብር-ኣብ ይሥሓቕ - ለንደን 23 መስከረም 2013

ህግደፍ እንክንብል፡ ፖሊቲካዊ ውድብ ማለትና ይመስል ይኸውን። እዚ ግን ቅኑዕ ኣይመስለንን። ከመይ፡ ህግደፍ ገባቲ ውልቀ-መላኪ ስርዓት ጥራሕ አይኮነን፡ ትካል’ውን ኣይመስለንን፤ ህግደፍ ናይ ሓደሰብ ኣቶ ኢሳያስ ንብረት፡ ክዳን፣ ሽራብ እግሪ (ካልዚ)

Read more...

 

ሓይሊ ስነ-ጥበብ ዘበርገጎ ስርዓት ካብ ቤ/ጽ ባህላዊ ጉዳያት ህግዲፍ

Print

written by: 9/18 ብርሃን ጉጅለ ህግደፍ ጸልማት ህዝቢ ኤርትራ!! 18-9-2013

ተኣምራታዊ ሓይሊ ስነ-ጥበብ ዘርዓዶ መንግስቲ፡ ንስነ-ጥበባዊ ሓይሉ ንኸማህምን ዘይፍንቅሎ እምኒ የልቦን፡፡ ስርዓት ህግደፍ ዘመነ ስልጣኑ ብሓይሊ ብረት ንምንዋሕ ትርግታ ልቡ ኣድሚጾም ንህዝቢ ናይ ምቅላሰ መንፈሱ ዘበርኹ ስነ-ጥበባውያን ንሙቑጻይ ወርትግ

Read more...

 
 

ሓባራዊ ስምምዕ ሰለስተ ውድባት ኤርትራ

Print

written by: ሓባራዊ ኮሚቴ ሰለስተ ውድባት - 8 መስከረም 2013

ኣብ መንጎ ሰለስተ ፖሎቲካዊ ውድባት ኤርትራ ማለት፡-
* ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ
* ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሳሆ ኤርትራ
* ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ

Read more...

 

ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 52 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ብኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ዝወጸ መግለጺ

Print

written by: ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን - ባሕቲ መስከረም 2013

ሎሚ ኣብ ባሕቲ መስከረም 1961 ዝተጅምረ ሰውራ ኤርትራ ኣብ ህልው ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ፍሉይ መድረኽ ዝኾነት መበል 52 ዓመት ነኽብር ኣሎና፡፡ እዛ ዕለት እዚኣ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፡ ሃገራዊ ፍሉይነትን ተዘክሮን ዘሎዋ ዕለት ኮይና፡ ኣብ ህይወት ህዝቢ ኤርትራ

Read more...

 
 

መግለጺ ሽማግለ ጨንፈር ዓባይ ብርጣንያ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

Print

written by: ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ጨንፈር ዓባይ ብርጣንያ 7-8-2013

ንሕና ሽማግለ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብዕለት 4 ነሓሰ 2013 ስሩዕ ኣኼባና ኣካይድና፤ ሓደ ካብቲ ኣገደስቲ ኣጅንዳታትና ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሊ ኣቦወንበር ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት (ኤሃባዲ) ድ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ

Read more...

 

ጋዜጣዊ መግለጺ

Print

written by: ስክረታርያ ማእከላይ ባይቶ ግ.ሃ.ድ.ኤ 6-8-2013

መርበብ “መስከረም ኔት” ንውድብና ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ንልሉይ ሃገራዊ ተርኡን ንምጽላም ዘቕነዐ ጽሑፋት ኣብ ምዝርጋሕ ይቕጽል ኣሎ:: ኣብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ መዓልታት ካብ ውሽጢ ውድብ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ልሒዅ ዝተባህለ ሰነድ ተለጢፉ ቀንዩ ኣሎ።

Read more...

 
 

Page 1 of 4

Joomla! Template design and develop by JoomVision.com - http://www.joomvision.com
Copyright © 2000  www.Hafash.org
 All Rights Reserved.
ساحة للرأي والرأي الآخر راسلونا على
Al7iwarAl7ur@hotmail.com
Eritrea@hafash.org
زيارة سعيدة وحفاش إريتريا تسعد دوماً بضيافتكم
جميع الحقوق الطبع والنشر محفوظة
حفاش إريتريا للخدمات الإعلامية