Tesfay Temnewo المناضل تسفاي تمنيو

مقابلة مع تسفاي تمنيو - الجزء السابعة والثلاثون
www.Hafash.org

Saeed Saleh ተጋዳላይ ስዒድ ሳልሕ

Regarding PFDJ Conspiracies
www.Hafash.org

Ibrahim Ghadem المناضل/ إبراهيم قدم

Bereket Simon برخت سيمون

ضعف المعارضة الارترية ليست مسؤوليتنا
www.Hafash.org

Mesfin Hagos مسفين هاغوس

www.Hafash.org

Dr Tesfatsion Medhanie

www.Hafash.org

Please Donate الرجاء التبرع

Enter Amount:

Who's Online

We have 22 guests online

ብሽም ህግደፍ ዝካየድ ዘሎ አውራጃዊ ምፍልላያት አብ ከተማ ጎተንበርግ

Print

written by: ግዱስ ኤርትራዊ 13-11-2012

አብ ከተማ ጎተንበርግ ዝነብር ኤሪትራዊ ብሰላምን ብፍቕርን፡ ምስ ኩሉ ኤሪትራዊ አስላማይን ክርስትያን፡ ከበሳ መታሕት፡ ብአውራጃይ አውራጃኻ ከይተፈላለየ ክነብር ዝጸንሔ ለዋህ ህዝቢ እዩ፡፡

Read more...

 

ዕላማን ድሕረ-ባይታን ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቭ (ስዊዝ) ደለይቲ ለዉጢ ኤርትራውያን

Print

written by: ብደረጃ ኣውሮጳ ብስመር ዝተወደበ ብጨንፈር ስዊዝ ደንበ ተቓውሞ ዝተዳለወ 7-11-2012

ኤርትራውያን ደለይቲ ለዉጢ፡ ኣብ ጀነቭ ብ 16 ሕዳር 2012 ሰላማዊ ሰልፊ ከም እነካይድ፡ ብሓያለይ ማዕከናት መራኸቢ ህዝቢ ምዝርጋሕና ይፍለጥ። እዚ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ፡ ብደረጃ ኣውሮጳ ብፓልቶክ ሩም ስመር ተወዲቡ፡ ብጨንፈር ስዊዝ ደንበ ተቓውሞ ዝተዳለወ ኢዩ።

Read more...

 
 

ይኣክል ንምልክነትን ምድንጋርን ሰይጣን በላዒ ሰብን ዝኮነ ኣዱላይ ቀርኒልዮስ።

Print

written by: ካብ ሃደ ጉዱስ ወዲ ብሔር ኩናማ 4-11-2012

ደቂ ብሔር ኩናማ ኤርትራ ምስ ካልኦት ኣህዋቶም ብሔራት ንሃገራዊ ናጽነት ኤርትራ ብ1961 ብጀግና ስውእ ኣቡና ተጋድላይ ሃምድ እድሪስ ኣዋተ ዝተጅምረ ስውራ ከም ሓው ሰሎሞን ኣርዳዲ ቅድሚ ሃደ ወርሒ ዝብሉ ተቃሊሱምን ክቢድ መሰዋእቲ ከምዝከፍሉ ርእሲ ግሉስ ሓቒ እዮ።

Read more...

 

ንግዲ ኣምሩ።

Print

written by: የማነ ዘምላይ 1-11-2012

መንቀሊ ጽሑፍ ኣብ ጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ዘተኮረ፡ መተሓሳሰብን ምረትን ምቅራብ ጉድኣት ዘለዎ ኣይመስለኒን ካብ ዝብል ሓሳብ ዝተበገሰ‘ዩ። ንኣበጋግሳ ፖለቲካ ሃገርና ዝምልከት፡ ብዙሕ ውረድ ደይብ ብሂላት ነይሮሞ‘ዮም፤ ብሕጂ‘ውን ክህልዉዎ‘ዮም።

Read more...

 
 

ኤርትራ ከም ዓደ’ቦ፤ ጸገማትን ብድሆታትን ኣብ ታሪኽን ሎምን

Print

written by: ተስፋጽዮን መድሃኔ (ፕሮፈሰር) ብረመን ዩኒቨርሲቲ፣ ጀርመን - ሰፕተምበር 2012

Eዚ ጽሑፍ’ዚ ነቲ ካብ 5 ክሳብ 7 ጥቅምቲ (Oክቶበር) ኣብ ከተማ ካስል፣ ሃገረ-ጀርመን፡ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ፡ ንምስረታ ግንባር ዓደ’ቦ ሓርነት ኤርትራ ዝርI ጉባኤ ኣብ ግምት ብምEታው ዝተዳለወ ምርምር Iዩ፡፡ EላምU ከኣ ኣብ’ቲ ዝተባህለ ጉባኤ ይኹን ኣብ ካልE

Read more...

 

ሰሚናር ዳን ኮነል (Dan Connell) አብ ከተማ ኦክላንድ

Print

written by: ዜናን ሓበሬታን EYSC - ቤይ ኤርያ 13 መስከረም 2012

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ቤይ ኤርያ (EYSC-Bay Area)ነቲ ካብ ንእስነቱ አትሒዙ አብ ጎኒ ህዝቢ ኤርትራ ደዉ ኢሉ ዝተቓለሰን ገና ዝቃለስ ዘሎን ውሩይ አሜሪካዊ ጋዜጠኛ ዳን ኮነል ብምዕዳም መሃርን መሳጥን ህዝባዊ አስተምህሮ አእንጊዱ።

Read more...

 
 

ኤርትራ ከም ዓደ’ቦ፤ ጸገማትን ብድሆታትን ኣብ ታሪኽን ሎምን

Print

wrኢttእn by: ተስፋጽዮን መድሃኔ (ፕሮፈሰር) - ብረመን ዩኒቨርሲቲ፣ ጀርመን ሰፕተምበር 2012

መብርሂን ምስጋናን: እዚ ጽሑፍ’ዚ ነቲ ካብ 5 ክሳብ 7 ጥቅምቲ (Oክቶበር) ኣብ ከተማ ካስል፣ ሃገረ-ጀርመን፡ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ፡ ንምስረታ ግንባር ዓደ’ቦ ሓርነት ኤርትራ ዝርኢ ጉባኤ ኣብ ግምት ብምእታው ዝተዳለወ ምርምር ኢዩ፡፡

Read more...

 

ጋዜጣዊ መግለጺ ‘ተሻሞ ኤርትራዊ ንዲሞክራስን ፍትሕን’ - ሓድሽ ፓልቶክ ገዛ

Print

written by: ካብ ገዛ ተሻሞ ኤርትራዊ ንዲሞክራስን ፍትሕን 1 መስከረም 2012

ንኹሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ፣ ኩነታት ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝገደደ ኣብ ዘንቆልቁለሉ ዘሎ ተኣፋፊ እዋን ኩሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኤርትራዊ ካብዚ ናይ ታሪኽ ግሪምቢጥ ተላቒቕና ናብቲ ንቡር ሂወት ንምምላስን ሕድሪ ሰማእታት ክዉን ንምግባርን

Read more...

 
 

ሓደ መስከረም ዘለ ኣለም ክትዝከሪ ንበሪ ፈጻሚ

Print

written by: ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ 1 መስከረም 2012

መበል 51 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ከነኽብር ከለና ካብ ዝሓለፍናዮም ብርክት ዝበሉ ናይ ተቓውሞ ዓመታት ፍልይ ኣብ ዝበለ ኩነታት ኣቲና ኢና። ዝሓለፈ ብርክት ዝበለ ዓመታት ናይ ተቓውሞ፡ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ቶታሊታርያዊ ስርዓት ህግደፍ

Read more...

 

ወግዓዊ ዉሳኔ ዓለምለኻዊ ጉባኤ መንእሰያት ስቶክሆልም ብሓደ ድምጺ ንስጡም ስምረት ምስ ስምረት‏

Print

written by: ዓለምለኻዊ ጉባኤ መንእሰያት ስቶክሆልም 26-8-2012

ንሕና ኤርትራዊያን መንእሰያት ካብ ዕለት 24-26 ነሓሰ 2012 ኣብ ስቶክሆልም ስጡም ስምረት ብሓዲሽ ሓርነት ብዝብል ቴማ ዝተጋባእና በቲ ከካብ ቦታና ተመያዪጥናን ተዘራሪብናን ናይ ስምረት ሓሳብ ሒዝናዮ ዝመጻእና መሰረት ብምግባር ኩለን ምሕበራት በብወከልተን

Read more...

 
 

መግለጺ ዋዕላ ኤርትራዊያን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ኢትዮጵያ

Print

written by: ዋዕላ ኤርትራዊያን ተመሃሮ 22-8-2012

ንሕና ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ እንመሃር ኤርትራዊያን ስደተኛታት። ብዛዕባ ህሉዉ ኩነታት ሃገርና ንምምይያጥ “ንቑሕ ዉዳበ – ህዝባዊ ሕቶ ይምልስ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ካብ 13 ክሳብ 18 ነሓሰ 2012 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢእና፣

Read more...

 

ሓባራዊ መገለጺ ኣኼባ መንእሰያት ኖቲንግሃም ዓባይ ብሪጣንያ‏

Print

written by: መንእሰያት ኖቲንግሃም 22-8-2012

ንሕና ኤርትራውያን መንእሰያት ተቓለስቲ ንለውጢ ከተማ ኖቲንግሃም ዓባይ ብሪጣንያ ትማሊ 18 ነሓሰ 2012 ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ብዕምቆት ድሕሪ ምዝታይ፡ መላእ ህዝብና ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ መንእሰያትና ኣብ ኣዚዩ ዘሻቕል ናይ ጽንታ ሃዋሁው ከምዝርከቡ ብምግንዛብ፡

Read more...

 
 

ዕሌታት ጾመ ራማዳን (3 - 4) ድህሰሳ ኤርትራዊ ሓንጎል

Print

written by: ዑመር ጃብር ዑመር  17-8-2012

ብዝዕባ ሓንጎል ኤርትራዊያን ዝሓዘሎ ነገራት ኣልዕልና (components of mind) ምስ ተዛረብና፡ ኣካባቢ፡ ባህሊ፡ ሃይማኖት፡ ከምኡ እውን ኣብ ፖለቲካዊን ሕብረተ ሰብኣዊን ቁጠባዊን ህይወቱ ንዘጋጥሙዎ ብድሆታት ንምግጣም ዝደለቦ ተሞክሮታት ከም ዘጠቃልል ጠቅስና ነርና።

Read more...

 

እቲ ዓወት ብዳግማይ ዓወት ክድራዕ ሕጅ’ውን ስምረት !!!

Print

written by:  ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር  11-8-2012

ስምረት ሓይሊ ኢዩ። ስምረት ፍርቂ መንገዲ ናይ ዓወት ኢዩ። እዚ እምነት ኣብ ኣእምሮ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ወትሩ ዝደጋገም ዝወርድን ዝድይብን ቅኑዕ ሓሳብ ኢዩ። እቲ ካብ ህዝቢ ናብ ደምበ ተቓውሞ ክቐርብ ዝጸንሐ ጻውዒት እምበኣር ብሓጺሩ ስምረት ወይ ሓድነት ኢዩ።

Read more...

 
 

ዜናዊ ጸብጻብ: ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር

Print

written by: ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር 1-8-2012

መሪሕነት ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር ኣብ ጽባሕ ናይ ሙቛም መሪሕነቱ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይ ስራሕ ርክባት ኣካይዱ፡፡ እቲ ላዕለዋይ ኣካል ብመሰረት ዉሳኔ ናይ ተጋባእቲ መንእሰያት ደብረዘይቲ ብቀረባ ምስ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

Read more...

 

እዛ ባቡርና ጉዕዘኣ ናበይ’ዩ? 6ይ ክፋል

Print

written by: ቤ/ጽ/ሚ/ሪ ምክልኻል ባለነኪ 1-8-2012

ኣብ ሕሉፍ ላዕለዎት መራሕቲ እዛ ሃገር ኣብ ዝተፈላለየ ዛዕባታት ዝዝቲ ተኸታታሊ ኣኼባታት የካይዱ ከምዝነበሩ፡፡ ኣንፈት እቶም ኣኼባታት ብሓደ ገጽ ንሰላም ብካልእ ገጽ ንህውከት ጥሉል መዓልቦ ኣብ ዘይነበሮ ጉዳይ ይህውትቱ ምንባሮም ተናኺፈዮ ነይረ፡፡

Read more...

 
 

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ

Print

written by: ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባደለ 26 ሓምለ 2012

ደምዳሚ መግለጺ: ብሰንክቲ ንህዝብን ሃገርን ዘነጻጸረ ሓደገኛ ዕላማን ተግባርን ቶታሊታርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኩነታት ህዝቢ ኤርትራ ናብ ዝኸፍኤ ብርኪ ኣብ ዝወደቐሉ ህሞት'ዩ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሰላስል ዝኸኣለ።

Read more...

 

ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ አብ ደብረዘይት ዝተጋብአ መኣዲ-ዘተ ኤርትራውያን መንእሰያት

Print

written by: www.eysc.net 18 ሓምለ 2012

ሃገርና: አብ አዝዩ ተኣፋፊ ኩነታት ከም እትርከብ ዝስሕቶ ኤርትራዊ ዜጋ የለን። ስለዚ’ዩ ከኣ መንእሰይ ህላወ ሃገሩ ንምድሓን እጅግኡ ሰብሲቡ ካብ ጻት ናብ ጻት መቓልሕ ቃልሱ ዘስምዕ ዘሎ። ቅልጡፍ ፍረ-ጻማ ቃልሲ ንክርከብ ግን ካብ ዝኾነ ግዜ ንላዕሊ ግሉጽነት ዝመለለይኡ፡ ቅንዕና ዝመትከሉ ኣሰራርሓ ምእታው ክጠልብ’ዩ።

Read more...

 
 

ጋዜጣዊ መግለጺ ጉባኤ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ደብረ ዘይት

Print

written by: ቴድሮስ መንግስቱ  17-7-2012

ንሕና ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ኣብ ደብረ ዘይት፡ ካብ 7-17 ሓምለ 2012 ተኣኻኺብና፡ ዘተን ልዝብን ዘካየድና፡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ተቓለስቲ መንእሰያት “ኩሉ ዓቅምታት መንእሰያት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን ይቕናዕ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡

Read more...

 

ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ዝቐነየ ኣኼባ ተዛዚሙ: ተሳትፍቲ፡ ስምን መሪሕነትን መሪጾም

Print

written by: ቴድሮስ መንግስቱ  16-7-2012

እቶም ኣብ ኢትዮጵያ ተኣኪቦም ዘለዉ መንእሰያት ትማሊ ብዘጽደቕዎ መሰረት፡ ሓደ “ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር” ዝስሙ ማሕበር መስሪቶም። 9 ፈጸምቲ 10 ኣባላት ቦርድ ዘለውዎ፡ 19 ዝኣባላቱ መሪሕነት ኣቑሞም።

Read more...

 
 

ኣብ ኢትዮጵያ ተኣኪቦም ዘለዉ መንእሰያት፡ ሓደ ዓቢ ማሕበር ክስምርቱ ወሲኖም

Print

written by: ቴድሮስ መንግስቱ  14-7-2012

እቶም ኣብ 6 ጉጅለታት ተኸፋፊሎም ክዛተዩ ዝቐነዩ፡ ካብ ሙሉእ ዓለም ዝመጹ 200 ዝዀኑ መንእሰያት፡ ኩሉ ዓቕምታቶም ኣወሃሂዶም ኣብ ሓደ ተጠርኒፎም ክስርሑ ውሳኔ ኣሕሊፎም።

Read more...

 

ተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ንመንእሰያት ተመኩሮኦም ኣካፊሎም

Print

written by: ቴድሮስ መንግስቱ  12-7-2012

ኩነታት ተቃወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ፡ ሎሚ ንመንእሰያት መብርሂ ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ኣኼባ ኩሎም ተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት፡ ዘለዎም ሰራዊት ኣብ ሓደ ክጽንብሩ፡ ባይቶ ወግዓዊ ኣዋጅ ክገብር ከምዘለዎ ተገሊጹ።

Read more...

 
 

“ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ለውጢ ክመጽእ እንተድኣ ኰይኑ፡ ጸቕጢ ክግበር ኣለዎ” ዮሴፍ ገብረሂወት

Print

written by: ቴድሮስ መንግስቱ  8-7-2012

እቶም ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ንራብዓይ መዓልቶም ተኣኪቦም ዝወዓሉ መንእሰያት ኤርትራ፡ ክዛተዩ ጥራይ ዘይኰነ ኣብ ልዕሊ ናይ ኤርትራ ተቓውምቲ ውድባትን መንግስቲ ኢትዮጵያን ጸቕጢ ከገብሩ ከምዘለዎም ተሓቢሩ።

Read more...

 

መንእሰይ ኣሉታዊ ተመኩሮ ውድባት ከይደግም ምሕጽንታ ቀሪቡ

Print

written by: ቴድሮስ መንግስቱ  8-7-2012

መንእሰያት ንዖዖም ብዝጥዕሞም ተወዲቦም፡ ሓድነቶም ኣትሪሮም ኣብ’ቲ ንለውጢ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ እጃሞም ከበርክቱ ጻውዒት ቀሪቡ። ነቲ ጻውዒት ዘቕረበ፡ ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ፡ ዶክተር ዮሱፍ ብርሀን፡ ሎሚ ኣብ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ መንእሰያት ተረኺቡ እዩ።

Read more...

 
 

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ጐኒ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ ኣረጋጊጹ

Print

written by: ቴድሮስ መንግስቱ  7-7-2012

እቶም ካብ ዝተፈላለየ ክፍለዓለማት ኣብ ደብረዘይቲ ኣዲስ ኣበባ ዝተኣከቡ መንእሰያት፡ “ኩሉ ዓቕሚ መንእሰይ ንድሕነት ህዝብን ሃገርን ይቕናዕ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ሎሚ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ኣኼብኦም ብወግዒ ጀሚሮም።

Read more...

 

“ስምረት ኣብ ኩሉ መንእሰይ ክህሉ ኣለዎ” መምህር ኣማኑኤል ሳህለ

Print

written by:  ቴድሮስ መንግስቱ  7-7-2012

እቶም 200 ዝዀኑ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኣከቡ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ሎሚ ሰንበት ኣኼብኦም ቀጺሎም ዊዒሎም። ተሳተፍቲ ባዕላቶም ካብ ዘመንጨውዎ ዛዕባታት ሓንቲ ብምውሳድ፡ ንሎሚ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ኩሉ መዳያዊ ደቂቕ ገምጋም ኣካይዶም።

Read more...

 
 

Page 3 of 4

Joomla! Template design and develop by JoomVision.com - http://www.joomvision.com
Copyright © 2000  www.Hafash.org
 All Rights Reserved.
ساحة للرأي والرأي الآخر راسلونا على
Al7iwarAl7ur@hotmail.com
Eritrea@hafash.org
زيارة سعيدة وحفاش إريتريا تسعد دوماً بضيافتكم
جميع الحقوق الطبع والنشر محفوظة
حفاش إريتريا للخدمات الإعلامية